Dehai

መልሲ ን `ንወለዱ ዘይመስል ውላድ` (By Eritrean Media Group Holland)

Posted by: Gebre Fessehazion

Date: Monday, 09 October 2017


ኣብ መስከረም `ንወለዱ ዘይመስል ውላድ` ብዝብል ኣርእስቲ ብጸጋይ ኣስመሮም ተዳልዩ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ ዘንበብናዮ ብዙሓት ክንከውን ንኽእል ኢና። ኣነ ሓደ ካብቶም ዘንበቡ ስለ ዝኾንኩ ከምቲ ብቕድሚኡ ን`መዝሙር ሰላም` ኣመልኪቶም ዝቐረቡ ጽሑፋት ኣንቢበ ትም ዝበልኩ ሕጅስ ከጽቅጥ ኣይመረጽኩን። እነሆ ድማ ከም ኤርትራውን ናይቶም ንውዲታት ሃጸይነትን ዝርያ ክልቲኡ ደምበታትን ከምኡውን ቀንዲ መጋበርያኦም ገዛእቲ ኢትዮጵያ ንበይኖም ገጢሞም ውዲታት ዘምከኑን ብቕልጽሞም ናጽነቶም ዝኣወጁን ጀጋኑ  ኣቦታት ውላድ ምዃነይ ስለ ዝሕበን፣ ነዚ ዝበሃል ዘሎ ምስሉይነትን ንገርሀኛታት ከደናግር ተባሂሉ ዝቐረበ ጽሑፍ ኣሕጽር ኣቢለ ክምልሰየ። ........


Read more click here
http://meskerem.net/melsiNtsgai.pdf

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events