Dehai

ገጽ-መጽሓፍ: ኣብ ኢትዮጵያ ኣናጹ ተሓሪደን ክሽየጣ ጀሚረን።

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Friday, 01 September 2017

ኣብ ኢትዮጵያ ኣናጹ ተሓሪደን ክሽየጣ ጀሚረን።
 
 
 
Hagerawi Dihnet - ሃገራዊ ድሕነት፡
መስከረም 1, 2017 ዓም ፈረንጂ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣናጹ ተሓሪደን ክሽየጣ ጀሚረን። ከምዝፍለጥ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ናይ ዶላር ሕጽረት ቅልውላው ስለ ዝርከብ ቅድሚ ሕጂ ኣብታ ሃገር ተራእዩ ዘይፈልጥ ምስ ባህልን ሃይማኖትን እታ ሃገር ዘይከይድ ኣነዋሪ ነገራት ነታ ሃገር ወሪርዋ ይርከብ። ከም የእዱግ ሓሪድካ ምሻጥ፣ ኣዲስ ኣበባ ናይ ሶደማውያን መናሃርያ ምግባር፣ ትሕቲ ዕድመ ኣወዳት ግብረሰዶማውያንን ንኣሽቱ ትሕቲ ዕድመ ኣዋልድን ካብ ገጠራት ዓፊንካ ብምምጻእ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምሻጥን፣ መብዛሕትኦም ምስ`ዞም ትሕቲ ዕድመ ቆልዑት ኣነዋሪ ነገራት ዝፍጽሙ ከኣ ወጻእተኛታትን ሰበስልጣንን ምዃኖም ይፍለጥ። ሕጂ ከኣ ናብ ኣናጹ ተሰጊሩ። ካብ ሕልናኻን ክብረትካን ሃይማኖትካን ምሻጥ፣ ድኽነት ከም ዝሓይሽ ኣይፈለጡን። ምኽንያቱ ድኽነት ብስራሕ ትሰዓር እያ፣ ኩለንተናኻ ምሻጥ  ግና ኣይግድን!

* ዘሕፍር ነውራም ተግባር!

*ብርሃነ


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events