Dehai News

ኣብ ጀርመን ! ዕለት 20-8-22 ህቡባንን ወናማትን ስነ ጥበብውያን ጉጅለ ባህሊ ዋልታን ወናም ሰነ-ጥበባውን ገጣምን ኣወል ሰዒድ

Posted by: Dimtzi Eritrawian1 Kab German

Date: Sunday, 21 August 2022

 እቲ ኩሉ ኤርትራዊ ብሃረርታ ክጽበዮ ዝጸንሐ ዓቢ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባህላዊ ትልሂት ንቐዳም ዕለት 20/08/2022 ኣብ ከተማ ጊሰን (ጀርመን) ኩሉ ዘድሊ ባህላውን ውሑስ ሕጋዊ ቅጥዕታትን ብዝተማል አገባብ ምድላዋት ተዛዚሙ ከምዘሎ እናሐበርና፡ ኹሉ ኤርትራዊ ሓቢሩ ምስ ህቡባንን ወናማትን ስነ ጥበብውያን ጉጅለ ባህሊ ዋልታን ወናም ሰነ-ጥበባውን ገጣምን  ኣወል ሰዒድ  ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ንኽንጽምብል ጆባ ንብል !!



image.png
image.png


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events