Dehai News

(ኤፍ ቢ ሲ) ጉጅለ ጁንታ ኣብ 8 ከባቢታት ክልል ትግራይ እናገበሮ ዝነበረ ምንቅስቓስ ሽፍታ ብሰራዊት ምክልኻ ተደምሲሱ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ

Posted by: Semere Asmelash

Date: Tuesday, 13 April 2021

ጉጅለ ጁንታ ኣብ 8 ከባቢታት ክልል ትግራይ እናገበሮ ዝነበረ ምንቅስቓስ ሽፍታ ብሰራዊት ምክልኻ ተደምሲሱ – ሌ/ጄ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጁንታ ኣብ ሸሞንተ ከባቢታት ክልል ትግራይ እናገበሮ ዝነበረ ምንቅስቓስ ሽፍታ ብሰራዊት ምክልኻል ብዝተወሰደሉ ስጉምቲ ከምዝተደምሰሰ ዋና ኣተሓባባሪ ዘፈር ህንፀት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም።

ሌተናል ጄነራል ባጫ ደበሌ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ምክልኻል ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም።

ኣብ ከባቢታት ምብራቕ፣ ደቡብ፣ ሰሜንን ሰሜን ምብራቕን ካልኦት ከባቢታትን ስጉምቲ ዝወሰደ እቲ ሰራዊት ኣድላዪ ጠየክሎኖጂ ጦር ብምጥቃም እቲ ጁንታ ምድምሳስ ከምዝተኽኣለ ኣፍሊጦም።

ካብ ዝተደምሰሰ ኣካል ወፃእ ድማ ብዙሓት ዕጡቓት እቲ ጁንታ ተስፋ ብምቑራፅ ኢዶም እናሃቡ ከምዝኾኑ እቶም ሌተናል ጄነራል ገሊፆም ክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ።


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events