Dehai News

ፈነወ ራድዮ ጽንዓት ማንሃይም - ሰንበት - ንዕለት 11-04-2021 ስዓት 13:00 - 14:00 - Sonntag - Radio Tsinat Mannheim

Posted by: Dimtzi Eritrawian1 Kab German

Date: Saturday, 10 April 2021



ሰላማት ኩሉኹም ብሓበራ ደቂ ኤረይ  ከመይ ቀኒኹም!!!
ፈነወ  ራድዮ ጽንዓት  ማንሃይም ከምቲ ልሙድ 2ይን 4ይን ሰንበት ሰንበት ዝዳሎ 

ንዕለት 11/04/21 ካብ ሳዓት 13፡00 - 14፡00  
ተዳልዩ ስለዘሎ  ንኽትካታተሉ ብኽብሪ ንዕድም!!! 

UKW 89.6  MHz
UKW 105.4 MHz


ሃ/ሽማግለ ማንሃይምን ከባቢኡን


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events