ሰላማት ኩሉኹም ብሓበራ ደቂ ኤረይ
ከመይ ቀኒኹም : የውሃና ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን
ንመበል 31 ዓመት ታሪኻዊ ስርሒት ፈንቅል 2021 ኣብቃዓና !!
ብምቅጻል
ፈነወ ራድዮ ጽንዓት ከተማ ማንሃይም 2 ይን 4 ይን ሰንበት ሰንበት ዝዳሎ
ንዕለት 14/02/2021 ካብ ሳዓት 13፡00 - 14፡00 ክትካታተሉ
ብኽብሪ ንዕድም።
*ፍሉይ መደብ፡ ብዓል ስርሒት ፍንቅል 2021
*ሓበሬታታት መኸተ ኣንጻር ኮቪድ 19 2 ዙር ጀርመን
UKW 86.6 MHz
UKW 105.4 MHz
ብኢንተርነት ትጥቀሙ፡
13 Uhr: TSIN-ATDie Sendung des Zentralrats der Eritreer in Deutschland e. V. – Ortsgruppe Mannheim – informiert die eritreischen Einwohner*innen in Mannheim und Umgebung über soziale, kulturelle Angelegenheiten
und Nachrichten aus Eritrea. Zu hören gibt es außerdem Musik und Interviews mit verschiedenen Expert*innen.
ሰናይ ቅንያት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል
ሃገርዊ ሽማግለ ማንሃይምን ከባቢኡን