Dehai News

41 Anniversary Peace Day in Chicago September 23, 2019

Posted by: "Eritrea Ethnics9 (via Google Drive)"

Date: Wednesday, 25 September 2019

chicago.voice4eritrea@gmail.com has shared a link to the following folder:
Unknown profile photo መበል 41 ዓመት ተዘክሮ ኣህጉራዊ ናይ መዓልቲ ሰላም ኣብ ሺካጎ
ሰኑይ መስከረም 23, 2019

ናይ ዓለም ለኻዊ ሕቡራት ኣባላት፡ 193 ዝኾና ሃገራት ዝተኻፈልኦ፡ ባንዴርኤን እናንበልበላ ኣብ Daley Plaza center downtown Chicago ናይ መበል 41 ዓመት ናይ መዓልቲ ሰላም ኣኽቢረን፡
ተቐማጦ ሺካጎን፣ ከባቢኣን ንኤርትራ ወኪሎም፡ ኣብቲ በዓል ብኹርዓትን፣ ሓበንን ተኻፈልቲ ብምኻን ባንዴራና እናንበልበልና መንግስትን፣ ህዝብን ኤርትራ ዘለዎ ናይ ሰላም ባህግን፣ድሌትን ንዓለም ንምግላጽ “ሰላም ንኤርትራ ሰላም ንዓለም” ብዝብል ቴማ ተኻፈልቲ ስለ ዝነበርና፡ ኣተሓሒዝና ስእልታትን ቪድዮን ንልእኽ።

ብንያም ኣርኣያ
ኣብ ክንዲ ድምጺ ተቐማጦ ሺካጎን፣ከባቢኣን

ዓወት ንሓፋሽ
Google Drive: Have all your files within reach from any device.
Google LLC, 1600 Amphitheatre Parkway, Mountain View, CA 94043, USA
Logo for Google Drive

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events