Dehai News

ECSS-Online.com: ምምሕዳር ኣሜሪካ ስለምንታይ ንኤርትራ ሓንቲ ካብተን ኣብ ምምካት ግብረሽበራ ዘይተሓባበራ ሃገራት ኢሉዋ? ስለምንታይከ ሕጂ ኣልዒሉዎ?

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Saturday, 08 June 2019

14 ግንቦት 2008 – 28 ግንቦት 2019
ኣብዚ ዝለዓለ ኣገዳሲ ሕቶ

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

ግንቦት 8, 2019 ዓም ፈረንጂ

ነተን ኣብ ምምካት ግብረሽበራ ምስ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ፍጹም ዘይተሓጋገዛ ሃገራት ብዝምልከት ብምክትል ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ጆን ሶሊቫን ብ28 ግንቦት 2019 ዝወጸን ብ29 ግንቦት 2019 ኣብ ፈደራላዊ ማህደር ቁጽሪ 84 ዝተዘርግሐን ንህዝቢ ዝወሃብ ሓበሬታ (Public Notice) ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ቁጽሪ 10781 መሰረት፡ ምምሕዳር ኣሜሪካ ንኤርትራ ካብተን ኣብ ምምካት ግብረሽበራ ምስኡ ዘይተሓጋገዛ ዝበለን ሃገራት ኣውጺኡዋ። እቲ ዝርዝር ንኢራን፡ ሰሜን ኮርያ፡ ሶርያን ቨኒዝወላን ዘጠቃለለ እዩ። ከም ዝፍለጥ ምምሕዳር ኣሜሪካ ኣብ እዋን ፕረዚደንት በራክ ኦባማ’ዩ ብ14 ግንቦት 2008 ንኤርትራ ሓንቲ ካብተን ኣብ ምምካት ግብረሽበራ እንኮላይ ነቶም ምስ ውድብ ኣልቓዒዳ ምትእስሳር ዘለዎም መራሕቲ ምንቅስቓስ...................


7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events