Dehai News

(VOA video) ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ዳዊት ገብረሚካኤል ጸሓፊ መጽሓፍ 'ምስጋና ብትሑት ድምጺ(Gratitude in Low Voices)- 1ይ ክፋል

Posted by: Biniam Tekle

Date: Saturday, 18 May 2019



ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ዳዊት ገብረሚካኤል ጸሓፊ መጽሓፍ 'ምስጋና ብትሑት ድምጺ(Gratitude in Low Voices)- 1ይ ክፋል
tigrigna.voanews.com

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ዳዊት ገብረሚካኤል ጸሓፊ መጽሓፍ 'ምስጋና ብትሑት ድምጺ(Gratitude in Low Voices)- 1ይ ክፋል

ኣብዚ ቀረባ ግዜ 'ምስጋና ብትሑት ድምጺ' ማለት 'Gratitude in Low Voices' ትብል መጽሓፍ ዝጸሓፈ በዓል ሞያ ተክኖሎጂ ሓበሬታ ኣቶ ዳዊት ገብረሚካኤል ኣብ ስቱድዮ ድምጺ ኣመሪካ ተረኺቡ ብዛዕባ ትሕዝቶ መጽሓፉን ድሕረ ባይትኡን ዝምልከት ኣካፊሉና ኣሎ። ኣቶ ዳዊት ነታ 46 ታሪኻዊ መወከሲ ሰነድ ገሊኡ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ቅሉዕ ዝኾነ ሰነድ ዝሓዘለት መጽሓፉ ምስ ናይ ውልቃዊ ታሪኹ ብፍላይ ምስ ጉዕዞ ስደትን መንነትን ኣተሓሒዙ ከምዝጸሓፋ እዩ ዝገልጽ።

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events