Dehai News

ECSS-Online.com: ተኪኤ በየነ-ስለምንታይ እዛ መጽሓፍ እዚኣ?

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Sunday, 21 April 2019

ንሓንቲ ስፍራ ዝኸውን እኽሊ ኣብ ቆፎ ይዕቀብ፡ ንሓንቲ እንዳ ኣብ ማዕከን፡ ንሓደ ዉሁብ ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ዝኣክል ከኣ ኣብ ሪቕ ይኽዘን። ብተመሳሳሊ ካብ ዝሓለፋ ናይ ቃልሲ ወሎዶታት ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ፡ ነፍሲ-ዘከፍ ወዲ ሃገር፡ ብፍላይ ከኣ እቲ ብቐጥታ ይኹን ብተዛዋሪ ኣብ መስርሕ ቃልሲ እጃም ዘበርከተ ኩሉ፡ ናይ ውልቁ ቆፎ ተዘክሮታት ወይ ታሪኽ ኣሎዎ። ይኹን`ምበር ከምቲ ኣብ ቆፎታትን ማዕከናትን ተዓቂቡ፡ ካብ ግቡእ ግዜኡ ንላዕሊ ዝተከዘነ እኽሊ ኣደዳ ነቐዝ ዝኸውን፡ ፈቐዶኡ ተዓቂቡ ዘሎ መስተንክር ዝመልኦ ታሪኽና`ውን ተመሳሳሊ ዕድል ከጓንፎ ኣብ ጫፍ ደልሃመት ዝሎ ኰይኑ ይስምዓኒ። ምኽንያቱ ድማ ሓያሎ ኣርካናትና፡ ማዕከናት ታሪኽና ብሕቱሙ ከይተኸፍተ ሒዞሞ ብሞት ይፍለዩና ስለ ዘሎው። እቲ ዝምልከቶ ኣካል ባዕሉ ስጉምቲ ይውሰደሉ ኢልካ፡ ኢድካ ኣጣሚርካ ትም ምባል ከኣ፡ ንነቐዝ ባልዕን ዕድል ምሃብ ስለ ዝዀኑ፡ ብወገነይ ብቑዕ ምኽንያት ኣይመስለንን።ዳሕረዋይ ክልተ ወሎዶ፡ መዘና ዘይብሉ ናይ መኸተ ታሪኽ ሰሪሑ ናጽነት ኣጎናጽፉ እንሆ። ብደምን.................

.............Continue to read it


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events