Dehai News

ECSS-Online.com: ሰረታዊ መትከላትን ኣተሓሕዛን ሰላምን ርግኣትን ቀይሕ ባሕሪ

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Sunday, 31 March 2019

ሓዳስ ኤርትራ   24 መጋቢት 2019

ቀይሕ ባሕሪ፡ ንርሑቕ እስያን ማእከላይ ምብራቕን ምስ ኣፍሪቃ፡ ኤውሮጳን ሰሜን ኣመሪካን ዘራኽብ፡ ኣዝዩ ስትራተጂያዊን ኣገዳሲን ማያዊ መስመር ዓለምና እዩ። በዚ መስመር’ዚ ዕለታዊ ዝመሓላለፋ ብዝሒ መራኽብን፡ ዓይነትን ዋጋን ናይቲ ጽዕነታትን ድማ ሓደ ካብ መርኣያታት ደርማስነቱ እዩ። ቀይሕ ባሕሪ ከም መተሓላላፊ መስመር ጥራይ ዘይኮነ፣ ነዚ ባሕሪ’ዚ ሓቚፉ ኣብ ዝርከብ ዞባ ዘሎ ሃብቲ ነዳዲን ካልእ ማዕድናትን ባህርያዊ ጸጋታትን፡ ንስትራተጂያዊ ኣገዳስነቱ ዜዕዝዝ ካልእ ተወሳኺ ረቛሒ እዩ። በዚ ዝተጠቕሰ ምኽንያታት፡ ቀይሕ ባሕሪ፡ ማእከል ዞባዊን ዓለማዊን፡ ናይ ዕብለላን ምግባትን፡ ጥሙሓትን ኣጀንዳታትን፡ ንሱ ዘኸትሎ ቊርቊስን ኮይኑ ምጽንሑ ድማ፡ ካልእ ጂኦ-ፖለቲካዊ ማዕዶ (dimension) ዝህቦ እዩ።.....................

..............ኣብ ታሕቲ ምንባብ ቀጽልዎ

፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠

المبادئ الأساسية لسلامة وإستقرار البحر الأحمر

كلمة تحرير ارتريا الحديثة
26 مارس 2019
يعتبر البحر الأحمر ممراً مائياً إستراتيجياً وحيوياً بالدرجة الأولى على مستوى العالم ، لكونه يربط مناطق آسيا والشرق الأوسط مع أفريقيا وأوروبا وشمال أمريكا. حيث تمر العديد من السفن والبواخر يومياً عبر هذا الممر المائي الهام، وأن نوعية وقيمة حمولة تلك السفن تعكس مدى الأهمية الكبرى للبحر الأحمر.ولا تقتصر أهمية البحر الأحمر في كونه ممراً مائياً فحسب، بل إن الثروات المعدنية والطبيعية التي توجد في باطن الدول المطلة عليه عوامل إضافية ،تعزز من الأهمية الإستراتيجية للبحر الأحمر. ولهذه الأسباب، فإن البحر الأحمر ظل مستهدفاً من قبل مختلف الكثير من الجهات الطامعة والأجندات الهادفة إلى الهيمنة والإستيلاء على هذا البحر، مما يدل على مدى البعد الإستراتيجي له.


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events