Dehai News

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ንኣውሮጳዊት ክለብ ሩስያ 4 ብ 1 ስዒራታ

Posted by: Semere Asmelash

Date: Friday, 01 March 2019

MOI Eritrea


ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ንኣውሮጳዊት ክለብ ሩስያ 4 ብ 1 ስዒራታ



ሕርይቲ ጋንታ ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ  ትሕቲ 21 ዓመት፡ ንሩስያዊት ክለብ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ዓዲማ ኣብ ዘካየደቶ ምሕዝነታዊ ግጥም፡ ብሰፊሕ ተዓዊታ። ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ንኣውሮጳዊት ክለብ ሩስያ 4 ብ1 ኢያ ስዒራታ። ኣብቲ ብተዓዘብቲ ዝደመቐ ውዑይ ግጥም ትስፉው መጻኢ ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ደሙቑ ተራእዩ









EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events