Dehai News

ተመሊሰ ኣሎኹ።

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Wednesday, 23 January 2019

ኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያንን መሓዙት ኤርትራን ህዝባን፣

ብምኽንያት ምብልሻው ቆፎ (PC) ንኣስታት ሰለስተ ቅነ ካብ ምቕባል ሓበሬታን ካብ ምሳኹም ምውሳእን ተፈልየ ጸኒሔ። ክቡራት ኣበዋትናክምብል በለ እምበር ኣይተኻዕወንከም ዝበልዎ፣ እቲ ተሳትፎ ንግዚኡ ተቛሪጹ ይጽናሕ እምበር ህይወት ኣብ ዓለም ስጋብ ዘላ ፈጺሙ ጠጠው ኣይክብልን እዩ።

በዚ ኣጋጣሚ ምስ ኩሎም ክቡራት ስድራ-ቤትኩም ናይ ጥዕናን ሰላምን ራህዋን ሓድሕዳዊ ምትሕልላይን ስኒትን ሓድሽ ዓመተ-ምሕረት ፈረንጂ 2019 ንኽኾነልኩም ይምነ።

ሓውኹም ብርሃነ ሃብተማርያም

 I am come back!

Dear Eritrean Brothers, Sisters and Eritrean Friends,

Due to the dysfunction of my PC, I was absent for ca. three weeks providing daily Information to Dehai followers. Therefore, I am come back and will continue to serve Dehai Community as long as I live in this world.

In this occasion, I wish you and your respected Families a healthy, peaceful, fraternal cooperation and a successful new Year 20919!

 

Your’s

Berhane Habtemnariam


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events