Dehai News

ቶኽታኺ

Posted by: Germay Berhane

Date: Tuesday, 22 January 2019

መስከረም እንታይ ዕላማ ስለዘለኩም እዩ፡ ቶኽታኺ ዝኾነ ካብ ስነምግባር ጆርናሊዝም ወጻኢ ትዝርግሑ ዘከኹም። ውላ ገጻት ወብሳይትኩም ዘይተኣረመ ሕንክርክር ዝበለ ክትርእይዮ ደስዘይብል unjornalist ኣገባብ እዩ ሒዙ ዘሎ።
ክልተ ሃገራት እንተድኣ ንወደባት ኤርትራ ክጥቀማሉ ወሲነን፡ ብሎጂክ ንዑኡ ዝኸውን መሳለጥያታት ንኹለን ይምልከት። ኣየናይ እዩ እቲ ኣይቅቡሉን ትብሎ ዘለኻ፡ ንልዕላውነትና ዝፈታተን። comonsense ምህላው ጽቡቅ እዩ፡ ካብ ቶኽታኺ ኣተሓሳስባ ርሓቁ።

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events