Dehai News

ግጥሚ ብ ሲራክ ገ/ሄር

Posted by: sirak gher

Date: Thursday, 10 January 2019

"ድሕሪ ማይ ኣብ በዓቲ ናይ ወያነ መዝሙር ሰላም"

መ ዝገብ ፍርዲ ዓለም ብብይን ምስ ተዛዘመ

ዝ ርርብ አየድልዮን ጉዳይ ባድመ

ሙ ኩራት ደያኑ ዝተበየነ ብቀይዲ

ር እሰ ሓያላን እይቀየሮኦን እቲ ፍርዲ


ሰ በ ስልጣን ወያነ ንነብስዂም እይተዐሽዉ

ላ ታሕትን አይትበሉ መጻኢ ዕድልኩም አይተባላሽዉ

ም ኸንያት አይፈትሖን እዩ እቲ ሽግር


ብ ፍርዲ ምቅያድዩ እቲ እንኮ ቁምነገር

መ ንግስታዊ ስልጣን እንተ ጠለመኩም

ሳ ምሶናይት ገንዘብ ንዑስባት እንተ አቅረብኩም

ፍ ርዲ ምቅባል እዩ እቲ ዝሓሸ ዋላ እንተ መረረኩም

ን መጻኢ ምሕሳብ ኢዩ ኢቲ ዝበለጸ

ቲ ንቲ ሚና ተተኳሲ ተንኮልኩም ካብ ተገልጸ


ት ሕትና ኣርዮስኩም ዝተሰንዐ ብማሕላ

ግ ርህና አብቂዑዩ ብዘበነ ራእሲ ኣሉላ

 ኢና ቡሩህ ኢዩ ንመጻኢ

ይ ቅረታ ሕተቱ ንህዝቢ ኤርትራ እንተ ኮነኩም መዋጽኢ


7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events