Date: Monday, 24 December 2018
ንዕለት 30/12/2018 ኣብ ከተማ ራይስቫይክ ሆላንድ ብኣምባሳደር ነጋሲ ካሳ ሰሚናር ክካየድ ስለዝኾነ ኩሉ ክስሳተፎ ብኽብሪ ንዕድም።
ትሕዝቶ ሰሚናር፡
1.ንህሉው ኩነታት ሃገርና ዝምልከት ሰሚናር
2. ጽምብል ምልዓል ዘይሕጋዊ እገዳ
3. ሓድሽ ዓመት 2019 ብሓባር ክንቅበሎ
ብድሓን ምጽኡ
ዓወት ንሓፋሽ