Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: ሄለን መለስ ኣብ ምርኢት ሙዚቃ መቐለ “ኣድሓ” ብእትብል ፍልጥቲ ዜማኣ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ተዘራርብ

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Tuesday, 13 November 2018

ሕዳር 13, 2018

Helen Meles
Helen Meles
ንምሕያል ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝዓለመ ምርኢት ሙዚቃ ኣብ መወዳእታ`ዚ ሰሙን ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ ኔሩ። ካብ ኤርትራ ዝተዓደሙ ድምጻውያን ሄለን መለስን ናሆም የውሃንስን ነቲ ብኣማኢት ኣሸሓት ተዓዘብቲ ዝተረኸብሉ ኣፍደገ ሓወልቲ ሰማዕታት መቐለ ከምዘናወጹ ኣብኡ ዝተረኽቡ ይገልጹ።

ይኹን`ምበር ብግለ ሰባት ዝተፈላለየ ትርጉም ዝውሃባ `ኣድሓ` ትብል ዜማ ሄለን መለስ ኣብ መቐለ ብገለ ከየዘራረበት ኣይሓለፍትን።

ጸብጻባት ወኪላት ቪኦኤ ኣለም ፍስሃን ሙሉጌታ ኣጽብሃን ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡-

https://tigrigna.voanews.com/a/4655409.html#player-set-time=796.316735


7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events