Dehai News

(VOA) ኣመራርሓ ህውሓት ንመስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘለዎም ልዑል ድልየት ኣረጋጊጾም

Posted by: Ghezae Hagos

Date: Wednesday, 15 August 2018

ኣመራርሓ ህውሓት ንመስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘለዎም ልዑል ድልየት ኣረጋጊጾም

ነሓሰ 13, 2018

ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይን ኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ፋይል)
ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይን ኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ፋይል

መቐለ — 

ኣብ ጉዳይ መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራ ኣመራርሓ ህወሓት ነቲ ሰላም ይደልይዎ ድዮም ዝብል ጥርጣረ ኣብ መራሕቲ መንግስቲ ኤርትራ ነይሩ፤ ኮይኑ ግና ብኣካል ተራኺብና ምርድዳእ ምስገበርና ንሰላም ዘለና ልዑል ድልየት ኣረጋጊፆም ኣለው ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይን ኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣፍሊጦም።

ዶክተር ደብረፅዮን ንእዋናዊ ጉዳይ ብዝምልከት ኣብ ዝብሃብዎ መግለፂ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ “ዘለና ዕድል ተኸባቢርና ብሓባር ምንባር ወይ ምብትታን” ኢሎም ንዝተዛረብዎ እወን መብርሂ ሂቦም ኣለዉ።



ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣመራርሓ ህውሓት ንመስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘለዎም ልዑል ድልየት ኣረጋጊጾም

No media source currently available

0:004:310:00
 መራገፊ 
 መጻወቲ ድምጺ


    ርእይቶኹም


    6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

    Dehai Events