Dehai News

BBC.com: ድሙቕ ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብስእሊ

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Sunday, 15 July 2018

  • 14 ጁላይ 2018

ሪፖርተራት ቢቢሲ ካብ ዝወሰዱዎም ስእልታት እነሆ።

ኣብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተረኸቡ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣደታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣጋይሽ ኤርትራ ንምቅባል ኣብ ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝተረኸበት ኣደ ኣብ ስነ ስርዓት ኣቀባብላ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝተረኸበት ንእስቲ ማክዳ ወርቁ ንኣቀባብላ መራሒ ሃገረ ኤርትራ ገጻ ትልከይ ዝነበረት መንእሰይ
 Reuters
ኣብ ካናቴራ ዝተስኣለ ምስሊ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድን FITUSM AREGA/TWITTER ናይ ምስሊ መግለጺ ልኡኽ ኤርትራ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ፡ ሃገራዊ መዝሙር እናተዘመረ Reuters ናይ ምስሊ መግለጺ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምቕባል ምድላዉ ዝገበራ ባህላዊ ሳዕሳዕቲ ባንዴራ ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ቦሌ መዕርፎ ነፈርቲ ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንምቕባል ናብ ኣደባባያት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝወጽአ ነባሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ FITUSM AREGA/TWITTER ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ድሕሪ 20 ኣመት መሬት ኢትዮጵያ እንትረግጽ ንፈለማ እዋን'ዩ ነቲ ፕረዚደንት ብዝተፈላለዩ ኣልባሳትን መመለኽዒታትን ዝማዕረጉ ነበርቲ ተቐቢለሞ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዘካይዶ ዘሎ ዑደት ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኤምባሲ ዳግም ክኽፈት ትጽቢት ይግበር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እንኳዕ ደሓን መጻእኻ ንምባል ኣብ ዝተዳለወ ስነ ስርዓት፡ ብርክት ዝበሉ መናእሰይ ተረኺቦም
ኢትዮጵያን ኤርትራን ጀሚረንኦ ዘለዋ ሓድሽ ምዕራፍ ሰላም ንብዙሓት ተስፋ ሂቡ'ሎ

 


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events