Dehai News

ECSS-Online.com: ትንታነ ንኣጀንዳ ወጻኢ ፖሊሲ ኢትዮጵያ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Tuesday, 20 February 2018

ትንታነ ንኣጀንዳ ወጻኢ ፖሊሲ ኢትዮጵያ
ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

ወርሒ ለካቲት ዕለት 18, 2018 ዓም ፈረንጂ

ትንታነ ንኣጀንዳ ወጻኢ ፖሊሲ ኢትዮጵያ

ካብ’ቲ ዘመናዊት ኢትዮጵያ ኣብ መጨረስታ 19 ክፍለ-ዘመንን መጀመርታ 20 ክፍለ-ዘመንን ብምንሊክ ካልኣይ ዝተመስተትሉ እዋን ጀሚሩ ክሳብ’ዚ ሕጂ ዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ ስልጣን ዝተወራረሱ ስርዓታት ኢትዮጵያ እንኮላይ ሃጸይ ሃይለ ስላሰ፡ ኮሎኔል መንግስቱ ሃይለማርያምን መለስ ዜናውን ታሪኻዊ ኣተኩሮ ብምግባር ጥራይ እዚ ዝስዕብ ናይ ሓባር ረቛሒ ከምዘለዎም ንምርዳእ ዘጸግም ኣይኮነን።..................

................ምንባብ ቀጽል

ብርሃነ ሃብተማያም


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events