Dehai News

ገጽ-መጽሓፍ፡ ህጹጽ-ዜና-ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣድማ ናብ ቤተ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ዝቐረበሉ ከምቶም ዝሓለፉ መራሕቲ ኢትዮጵያ ክሃድም ወሲኑ።

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Thursday, 15 February 2018

*ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣድማ ናብ ቤተ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝቐረበሉ እዋን ከምቶም ዝሓለፉ መራሕቲ ኢትዮጵያ ክሃድም ወሲኑ።
Share
ወርሒ ለካቲት 15, 2018
 
 
 
Hagerawi Dihnet - ሃገራዊ ድሕነት፡
ሰበር ዜና - ጠ/ሚ ኃይለማርያም ከስልጣን በርሳቸው ፍቃድ ወረዱ
 

Breaking:

Watch the puppet Ex-PM HD of Ethiopia:

 

ጠ/ሚኒስትር ሃይለማርያም ሲታወሱ ከ2004 -2010 

https://www.youtube.com/watch?time_continue=111&v=kZs-TnQvFFg
PM Hailemariam Desalegn has submitted a resignation letter from his role as Prime Minister and Chairman of Ethiopia's ruling EPRDF, said he hopes his resignation will be accepted by the executive of the party፡


Update... Hailemariam's resignation,has been accepted by the executive committees of EPRDF and his party SEPDM, Hailemariam disclosed.


ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣድማ ናብ ቤተ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝቀረበሉ ከምቶም ዝሓለፉ መራሕቲ ኢትዮጵያ ክሃድም ወሲኑ። ብውሽጢ ግና ወያነ ትግራዋይ ንምስቃል ዝገብርዎ ከይኮነ ከምዘይተርፍ ይግለጽ ኣሎ፡ኢትዮጵያ ብኣድማን ዕግርግርን ናብ ምፍራስ ገጻ ትከይድ ከምዘላ ተዓዘብቲ እዚ ዞባ ይሕብሩ. ሕጂ ብዝበጽሓና ሓበሬታ ወያነ ነቲ ናይ ስራሕ ምልቃቅ ሕቶ ከምዝተቀበሎ ተፈሊጡ ኣሎ፡ ኢትዮጵያውያን ክምስሉ ከለው መኽደኒ ድስቲ ቀይርካ ንዝሓረረ ጸብሒ ኣይተጥዕሞን፡ ሕጂውን እቲ ወያነ ዝብልዎ ጥራሕ ዝደግም ዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስተር ቀይርካ ዝቅየር ነገር ኣይህሉን እዩ፡እቲካንሰር እዚዞባ ዝኾነ ወያነ ተሓግሒሕጉ ክጠፍእ ኣለዎ!

 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events