Dehai News

ኣዳል ድምጺ ኤርትራዉያን / ኣብ መንጐ ኤርትራን ሱዳንን ዝተፈጥረ ሓድሽ ነገር የለን

Posted by: Semere Asmelash

Date: Saturday, 06 January 2018



ኣብ መንጐ ኤርትራን ሱዳንን ዝተፈጥረ ሓድሽ ነገር የለን




ቀዳም 6 ጥሪ 2018 

"ታንኪ ወያነ ዝሓለፈቶም ታንኪ ሱዳን ክስቀሉ 
ዝተጸበዩ ዝደለይዎ ክሓልሙ ዝክልክሎም የለን" 
==================== 

ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ሱዳንን ይኩን ኣብ ኤርትራን ሱዳንን ሱዳንን ሱዳንን ፍጹም ፍጹም ዝኮነ ሓድሽ ነገር ከም ዘየለ 'ቶም ጉዳይ ሰበስልጣን ሱዳን ክግለጽ ጸኒሑ'ዩ. 

ሰበስልጣን ሱዳን ልዕሊ እቲ ውድዓዊ ሓቂ ምግላጾም ብተወሳኪ ኣብ ሞንጐ ኤርትራን ሱዳንን ጽኑዕ ዝምድና ከም ዘሎ ከይጠቀሱ ኣይሓለፉን. 

እቶም ታንኪ ወያነ ምስ ሓለፈቶም ታንኪ ሱዳን ዝተጸበዩ ውዱቃትን ዱሩዛት ወያነ ዝመረጽዎ ጥረምረ ክሓልሙ ድማ ዝክልክሎም የለን. 

እዚ ሕሱርን ረሳሕን ወረ መበቆሉ ወያነ ኮይኑ ናዕቢ ህዝቢ ዝፈጠረሎም ዓቀኑ ዝሓለፎ ረስኒ'ዩ ዘሕተፍትፎም ዘሎ ብርቱዕ ረስኒ ምስ ሓዘካ የሕተፍትፍ'ዩ. 

እቲ ቁኑዕ ሓበሬታ እዚ ብቋንቋ እንግሊዝን ዓረብን ኣቅሪብናዬ ዘለና ብሰበ ስልጣን ሱዳን ንማዕከናት ዜና ዝተዋሕበ ኑጹርን ሓቀኛ ሓበሬታን'ዩ. 

ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ሱዳንን ዘሎ ዝምድና ንካልኦት ሃገራት ይፍጠረለን.
Published on Jan. 6. 2018

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events