Dehai News

ገጽ-መጽሓፍ፡ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከባቢ ምራራ ሶሊኾም ብምእታው፡ ኣብ ናይ ሓመድ ጽርግያ ፈንጂ ክተኽሉ ዝተላእኩ ሹዱሽተ ወይጦታት................

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Tuesday, 28 November 2017

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከባቢ ምራራ ሶሊኾም ብምእታው፡ ኣብ ናይ ሓመድ ጽርግያ ፈንጂ ክተኽሉ ዝተላእኩ ሹዱሽተ ወይጦታት................
Hagerawi Dihnet - ሃገራዊ ድሕነት፡
ወርሒ ሕዳር ዕለት 27, 2017 ዓም ፈረንጂ

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከባቢ ምራራ ሶሊኾም ብምእታው፡ ኣብ ናይ ሓመድ ጽርግያ ፈንጂ ክተኽሉ ዝተላእኩ ሹዱሽተ ወይጦታት፡ ቅድሚ እከይ ተግባሮም ምፍጻሞም ብሓይልታትና ብዝተወስደ ቅልጡፍ ስጉምቲ መላሲ ወረ ዘይብሎም ሞትን መቁሰልትን ምሩኻትን ኮይኖም። ከመይ ኔሩ እቲ ኩነታት ጸብጻብ ምስ በጽሓኒ ክዝርዝሮ እየ።


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events