Basic

(ኤፍ.ቢ.ሲ) ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ጅማ ኣትዮም

Posted by: Semere Asmelash

Date: Monday, 12 October 2020

ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ጅማ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ጅማ ኣቲዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጅማ ኣባጅፋር እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባቀብላ ገይረሙሎም።

ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኦስማን ሳሊሕን ኣማኻሪኦም የማነ ገብረኣብን ብምዃን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካይዱ ኢዮም ተባሂሉ።

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ቀጠናዊ ዛዕባታትን ብምድሃብ ክዛተዩ ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ዜና ኤርትራ ኣይተ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ትዊተር ገፅ ፅሒፎም።
ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ጅማ ኣትዮም







7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events