Basic

(ሚኒስትሪ ዜና) ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ቃለ-መሕትት ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ከካይድ'ዩ

Posted by: Semere Asmelash

Date: Thursday, 06 February 2020

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ቃለ-መሕትት ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ከካይድ'ዩ

6 ለካቲት 2020

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ጽባሕ ዓርቢ 7 ለካቲት ሰዓት 8፡00 ምሸት፡ ኣብ ዘቤታውን ዞባውን ጉዳያት ዘተኰረ፡ ብኤሪ-ቲቪን ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራን ብቐጥታ ዝፍኖ ቃለ-መሕትት ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ከካይድ'ዩ።


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events