Basic

እገዳሲ ሓበሬታ! ፈነወ ረድዮ ደሃይ ኤርትራውያን ሽቱትጋርትን ከባቢኡን

Posted by: Dimtzi Eritrawian1 Kab German

Date: Thursday, 20 June 2019

እገዳሲ ሓበሬታ!
ፈነወ ረድዮ ደሃይ ኤርትራውያን ሽቱትጋርትን ከባቢኡን
 ጽባሕ  20.06.2019 ብኣጋጣሚ መዓልቲ ስውኣት ኤርትራ ፍሉይ መደብ ኣዳልያ ኣላ።
ምክትታልኩም ንዕድም።
በዚ ኣድርሻ ክትከታተሉና ትኽእሉ ኢኹም።

ካብ ሰዓት 9፥00 ክሳብ ሰዓት 11፥00 ካብ 13፡00 ክሳብ 15።00 ድማ መደብ ክድገምዩ።
ክትከታተሉ ሊንክ ጠውቑ!

ቁጽሪ ተለፎን ስቱድዮ፣ ኣብ ግዜ ፈነወ፡ ደርፊ እንዳኸደ ኸሎ።
07116400444



6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events