Basic

ECSS-Online.com፡ 13 ሚያዝያ 2002 13 ሚያዝያ 2019 ታሪኽ ዝመልአ መዓልታት

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Saturday, 13 April 2019

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

1-ኮምሽን ምምልካት ዶብ 13 ሚያዝያ 2002 ኣብ መንጐ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ዶብ ዓንድታት ንምትካል ዘኽእሎ ናይ መጨረሽታን ቀያዲን ወሳነኡ ኣሕሊፉ።

2- ኤርትራ ነቲ ብ18 ሰነ 2000፡ ብ12 ታሕሳስ 2000 ምስ ኢትዮጵያ ዝኸተመቶ ክልተ ኣህጉራዊ ስምምዓት ንምትግባር ንውሳነ ኮምሽን ዶብ ምስ ወጸ ብቐጥታ’ያ ተቀቢላቶ። ኢትዮጵያ ግን ከተዕጠጢ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ከም መግለጺ ግህሰት ናይ’ቲ ዝኸተመትሉ ክልተ ኣህጉራዊ ስምምዓት ንውሳነ ኮምሽን ምምልካት ዶብ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝነጸገቶ ብ19 መስከረም 2003 ኣፍሊጣ።

3- ኢትዮጵያ ውሳነ ኮምሽን ዶብ ካብ ዝወጸሉ ድሕሪ 16 ዓመት ብፍላይ ከኣ ብ5 ሰነ 2018 ብምቅባል ከም ዘለዎ ንምትግባር ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ። እዚ ግን ነቲ ውሳነ ንምብርዓን ብሓደ ወገን፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ንምውዳቕ ድማ በቲ ካልእ ዝገበረቶ ፈተነታት ድሕሪ ምፍሻሉ ዝመጸ እዩ።...........................

...........ምንባብ ቀጽል


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events