Basic

( ድምጺ ኣመሪካ ቋ/ ትግርኛ) ጉጅለ ባህሊ ሰላም ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ተጓዒዙ

Posted by: Semere Asmelash

Date: Saturday, 16 February 2019

ጉጅለ ባህሊ ሰላም ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ተጓዒዙ

 ለካቲት 14, 2019   ብርሃነ በርሀ

ኣስመራ — 

ጉጅለ ባህሊ ሰላም ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታትት ኢትዮጵያ ናይ ሙዚቃ ምርኢት ንምቕራብ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተጓዒዙ።

እዚ 62 ኣባላት ዘለዎ ጉጅለ ባህሊ ሰላም፡ገዳይምን ሓደስቲ መንእሰያት ደረፍትን ሙዚቀኛታትን ጉጅለ ባህሊ ስብሪትን ዝሓቖፈ ኮይኑ ዘመናውን ባህላዊ ደርፍታትን ትልሂታትን ከቅርብ‘ዩ። ካብ 16-21 ለካቲት 2019 ኣብ ከተማታት ባህርዳር፡ኣዳማን ሃዋሳን ከምኡ’ውን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሚለንየም ኣዳራሽ ሙዚቃዊ ምርኢት ከምዘቕርብ ተፈሊጡ’ሎ።






6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events