Basic

(ቢቢሲ /ቪድዮ ) ኣባይ ጸሃየ፡ "እቲ ቂምታስ ህወሓት ረሲዕዎ ኣሎ፤ ፕረዚደንት ኢሳይያስ'ውን ይረስዕዎ እንዶ"

Posted by: Semere Asmelash

Date: Friday, 07 December 2018

ኣባይ ጸሃየ፡ "እቲ ቂምታስ ህወሓት ረሲዕዎ ኣሎ፤ ፕረዚደንት ኢሳይያስ'ውን ይረስዕዎ እንዶ"


ዓርቢ 7 ታሕሳስ 2018

መስራቲ ህወሓትን ገዲም ተጋዳላይን ኣባይ ጸሃየ ምስ ቢቢሲ ተግርኛ ኣብ ዘካየዲ ቃለ ምልልስ፡ ህወሓት ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ደጋፊ ቃልሲ ናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ከምዝኾነ ገሊጹ።

መገድታት ባድመን ሑመራን ክኽፈትን ወደብ ባጽዕ እውን ስርሑ ክጅምርን ኣይተ ኣባይ ጸሃየ ጸዊዑ።

እቲ ዕርቀ ሰላም ምሉእ ክኸውን መታን ኣብ መራሕቲ ቅንዕና ክህሉ ኣለዎ ድማ ኢሉ።
ቪድዮ : -  






EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events