"ንሕዝቡን ሃገሩን ክከውን ልክዕ ከም እዛ ሎሚ ብ5 ሕዳር 1959 ዝተወልደ ዶ/ር ኤፍረም ተኽለ ሓላል ዝኽሪ ንሓላል ብጻይ" ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊያን

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Sat, 5 Nov 2016 12:50:51 +0000

ሰብን ዕንጸይትን ተሰባሪ'ዩ ኣብ ዘመነ ሕይወት ክፍለ ግዜካ እትፍጽሞም ሕማቅ ይኩን ጽቡቅ ተግባራትካ ብእኡ መጠን
ነባሪዩ።

እንብኣር ንሎሚ ኤርትራዊያን ኣብ ስደት ድሃይ ሃገሮም ከይስእኑን ከይጽምዎምን ነቲ መዓታዊ ዓሰርተታት ኣሽሓት በጻሕቲ
ዘለዎን ዝቅጽል ዘሎን መርበብ ሓበሬታ ድሃይ ኤርትራ ዝመሰረተ ነቅ ዘይብል ሓወልቲ ሃኒጹ ኣብዛ ሒዝናያ ዘለና ወርሒ
ሕዳር ብሞት ዝተፍለየና ብ5 ሕዳር1959 ዝተወልደ ዶክተር ኤፍሬም ተክለ ንዘበርከቶ ነባሪ ሃገራዊ ዕማም እናዘከርና
ንመበል 3ይ ዓመት ብክብሪ ንዝክሮ ኣሎና እሞ ታሪክ ሕይወት ክፍለ ግዚኡ ዓቢ ቤት ትምህርቲ'ዩ።

 ስለ ዝኮነ ክኣ መንእሰያት ኣብነቱ ክስዕቡ ንምዝክካር ጽቡቅ ናይ ዝክሪ ኣጋጣሚ'ዩ ሙሉእ ታሪክ ሕይወቱን ሃገራዊ
አርክቱኡ ንምንባብ ኣብ ዚ ጠው-ቁ - Ephrem-Memorial-Booklet
<http://dehai.org/EphremTekle/Ephrem-Memorial-Booklet.pdf>




5134842aKg4f9KJ.jpg
(image/jpeg attachment: 5134842aKg4f9KJ.jpg)

Received on Sat Nov 05 2016 - 08:50:51 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved