ገጽ-መጽሓፍ፡ *ብከዳምን ዓሌታውን ጠላም ስርዓት ኢትዮጵያን ብተኮሻሚትን ኩርኩር ብዙሓት ባዕዳውያን ሓይልታት ዝኾነት ናይ ስድራቤት መንግስቲ ጂቡቲን ብጉልባብ መሰል ደቂ ሰባት ምግሃስ ብዝብል ምስምስ ኣንጻር ኤርትራ ዝተነድፈ እማመ ...........

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam59_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Tue, 1 Nov 2016 14:04:49 +0100
 
 
*ብከዳምን ዓሌታውን ጠላም ስርዓት ኢትዮጵያን ብተኮሻሚትን ኩርኩር ብዙሓት ባዕዳውያን ሓይልታት ዝኾነት ናይ ስድራቤት መንግስቲ ጂቡቲን ብጉልባብ መሰል ደቂ ሰባት ምግሃስ ብዝብል ምስምስ  ኣንጻር ኤርትራ ዝተነድፈ እማመ ኣብ ብሕቡራት መንግስታት ብዝበዝሓ ሃገራት ተነጺጉ።
*ብርሃነ

ስርዓት ትግራይን ጅቡቲን ንኤርትራ ንምንብርካኽ ትማሊ ኣብ ውዱብ ሕቡራት ዘቅርቡዎ ድራፍት ብዝበዝሓ ሃገራት ተነጺጉ
ብስራት! 
ንሃገራውን፣ ሓርበኛ፣ ጸኒዑ ውድቡን መንግስቱን ዘጽንዐ ሕዝቢ ኤርትራ!
መርድእ!
ነቶም ኪሒዶም ሃገርና ኤርትራ መጻውቲ ሰብ ፍሉይ ረብሓን ደማዊ ጸላኢና ወያነ ክትከውን ኣብ ኣፍደገ ሕቡራት ሃገራት ዝለመኑ! 
ኢትዮጵያን ጂቡትን ዘቅረብዎ ብየን ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት 100% ፈሺሉ። ሕጂውን ስርዓት ትግራይ ከይተኣለየ ኤርትራ ሰላም ኣይክትረክብን እያ።

ዓወት ንሓፋሽ!

ዘላለማዊ ዝክሪ ንስዋትና 
ዓወት ንሓፋሽ።

BREAKING NEWS - Congratulations Eritrea!
A last ditch effort to kneel down Eritrea through the human rights card have been defeated yesterday at the United Nations.


A draft resolution tabled by the worst human rights abuser, Ethiopia, and little puppet Djibouti through the 3rd Committee of the General Assembly has been rejected and defeated, once and for all.

 

A four year project to kneel down Eritrea through the human rights card has finally been laid to rest.

 

Eritrea will never kneel down! 
Awet nHafash!

 
 
 
Received on Tue Nov 01 2016 - 09:04:49 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved