ሓዳስ ኤርትራ: ቃለ ምልልስ ምስ ሓላፊት ክፍሊ ፍትሒ መንግስቲ ኤርትራ ወይዘሮ ፎውዝያ ሓሽም፡ ሌላ-መሰረታውያን ሕግታት ምስ ህዝቢ

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam59_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sun, 30 Oct 2016 13:32:24 +0100
ቃለ ምልልስ ምስ ሓላፊት ክፍሊ ፍትሒ መንግስቲ ኤርትራ ወይዘሮ ፎውዝያ ሓሽም፡ ሌላ-መሰረታውያን ሕግታት ምስ ህዝቢ
ዕለት 30 ጥቅምቲ 2016

http://meskerem.net/iJustiaceMinisterndex.9.jpg ነቶም ንትግባረ ድሉዋት ኮይኖም ዘለዉ መሰረታውያን ሕግታት፡ ምስ ህዝቢ ንምልላይ፡ ከምኡ’ውን ኣፍልጦ ህዝቢ ኣብ ሕጊ ናይ ምዕባይ መደባት፡ ሚኒስትሪ ፍትሒ ንዝጅምሮ ዘሎ ኣስተምህሮ ብዝምልከት፡ ሚኒስተር ፍትሒ ፎውዝያ ሃሽም ዝሃበቶ መብርሂ - እነሆ፦

ሕቶ: ዝኸበርኪ ሚኒስተር፡ ብቐጥታ ናብቲ ዝርዝራት ቅድሚ ምእታውና፡
ናይ’ቲ እነልዕሎ ዛዕባታት ድሕረ ባይታዶ ከተትሕዝና።..............
 
ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ኣምብብዎ።
ብርሃነ ሃብተማርያም
 

Received on Sun Oct 30 2016 - 08:32:24 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved