ገጽ-መጽሓፍ፡ Girma Asmerom Eritrean Ambassador to UN passes away!

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam59_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Fri, 7 Oct 2016 00:02:10 +0200

Girma Asmerom Eritrean Ambassador to UN passes away!

Eritrean Ambassador to UN passes away Ambassador Girma Asmerom, Rest in Peace.
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ግርማ አስመሮም ኣብ መበል 66 ዓመት ዕድሚኡ ብምኽንያት ሕማም ኣብ ኒውዮርክ ተሰዊኡ።

 

ስውእ ኣምባሳደር ግርማ አስመሮም ብዓለምለኸ ዝምድና ካብ ኣሜሪካን ዩኒቨርሲቲ ዋሽንግተን ዲሲ ብማስተርስ ዲግሪ ዝተመረቀ ኮይኑ ቅድሚ ብረታዊ ቃልሲ ምጽምባሩ እውን ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ሃገራዊት ጋንታ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ'ውን ኔሩ።


ስውእ ኣምባሳደር ግርማ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኣሜሪካን ካናዳን፡ ኣውሮጳን ሓዊሱ ኣብ ሓያለ ሃገራት ብኣምባሳደርነትን ካልኦት ዲፕሎማሲያዊ ተልእኾታት አገልጊሉ እዩ ።

 

ብሰላም ዕረፍ ተጋዳላይ ብጻይ ግርማ ኣስመሮም!

 
 
 
Received on Thu Oct 06 2016 - 16:41:15 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved