"መንግስትን ግንባርን ኤርትራ ናይ ኣዋጃትን መብጽዓታትን ባህሊ የብሉን"ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊያን..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Fri, 27 May 2016 11:26:30 +0000

ኩቡር ፕረዚደንት ኢስያስ ኢሰያስ ኣፎርቂ ኣብ ጽንብል መበል 25 ዓመት ናጽነት ንኣብ ዉሽጥን ወጻእን ዝርከብ ሓርበኛ
ሕዝቢ ኤርትራ ዘስምዖ መደረ ኣብ ዝሓለፋ 50 ዓመታት ብፍላይ ድማ ናይ 25 ዓመታት ዝትሓልፋ መከተን ዝተሰላሰለ
ልምዓታዊ መደባትን ዝተሰግሩ ብድሆታትን ንዝመጽእ 25 ዓመታት ስጋብ ወርቃዊ እዬቤሉ ዝጽበየና መደባት ልምዓትን ሕንጸትን
መከተን ዝኣመተ ነታ ክብርቲ ዕለት ዝበቅዕ መደረዩ ኣቅሪቡ።
ገለ ገለ ሰባት ብፍላይ ካብ ገዛእቲ መንግስታት ሃይለ ስላሴን ደርግን ዝወረስዋ ልምዲ ኣዋጃትን መብጻዓታትን ኣብ ግዜ
ብዓላት ሎሚ ኣብ መንግስትን ግንባርን ኤርትራ ክድገምን ክሰምዕዎን ዝደሊዩ ኣይስኣኑን እንተኮነ መንግስትን ግንባርን
ኤርትራ ናይ ኣዋጃትን መብጽዓታትን ባህሊ ኣብ ሃገራዊ ብዓላት የብሉን እቲ ምንታይ ኣብ ግብራዊ ስራሕን ዓያይነትን ስለ
ዝኮነ ሰረተ እምነቱ።

​​ንዝያዳ ዜና ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊያን ንምብጻሕ ኣብዚ ኣድራሻ ጠውቁ-
https://adalvoice.wordpress.com/


S2KuDjEmjJ6z.jpg
(image/jpeg attachment: S2KuDjEmjJ6z.jpg)

Received on Fri May 27 2016 - 07:26:30 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved