"ቀዳማይ ክፋል ሌላ ምስ ዘመናዊ ሕጊ ገበናዊ ስርዓት ሃገረ ኤርትራ" ሬድዬ ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊን

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Sun, 22 May 2016 17:29:18 +0100

እዚ ሓድሽ ዘመናዊ ሕጊ ኤርትራ ነቶም ኤርትራ ሃገር ግዝኣተ ሕጊ ኣይኮነትን እናበሉ ንመመላእታ 25 ዓመታት ክግዕሩ
ዝጸንሑ ብርግጽ ሓመድ ድብኦም ዘበስር ክከዉን ከሎ ንኩሉ ሃገራዉን መጻኢ ዎሎዶታቱን ድማ ሓበን'ዩ።

ሬድዬ ኣዳል ድምጺ ኤርትራዊን ንምስማዕ ኣብ'ዚ ኣድራሻ https://adalvoice.wordpress.com/ - ጠውቁ




13254226_1146312562056103_2990732260737436696_n__1_.jpg
(image/jpeg attachment: 13254226_1146312562056103_2990732260737436696_n__1_.jpg)

Received on Sun May 22 2016 - 12:29:18 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved