ሕሉቕ ኣውዲቑ ነይሓንቕ ፡ ዕሩቕ ከዲኑ ነየማሙቕ ፡ ተጻባእቲ ኤርትራ ኣብ መድረኽ እንክቃልዑ! (3ይ ክፋል)-ብግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፡

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Fri, 20 May 2016 00:40:52 +0200

ሕሉቕ ኣውዲቑ ነይሓንቕ ፡ ዕሩቕ ከዲኑ ነየማሙቕ ፡ ተጻባእቲ ኤርትራ ኣብ መድረኽ እንክቃልዑ! (3ይ ክፋል)

Eritrea ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ዘለዎ ሓቅታት

ግዱሳት ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት

ብ’ዚ ሳልሳይ ክፋል መቐጸልታ ጽሑፍና ፡ ህዝቢ ኤርትራ ክፈልጦ ንዘለዎ ሓቅታት ከምቲ ልሙድ ክንጋልህ ኢና። ኣብ’ዚ ከም ፍሉይ ሕታም ጌርና እነቕርቦ ዘለና ናይ ምቅላዕን ምግላጽን ጽሑፍ፡ ህዝቢ ኤርትራን መሪሕ ውድቡ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራን፡ ካብ ቅድሚ ነጻነት ኣትሒዞም ዝሓልፍዎ ዝነበሩ ኩነት፡ ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን’ውን፡ ህዝብን መንግስትን ሃገርን ኤርትራ ዝሰግርዎ ዘለዉ ኩርዃህ፡ እንታይ ይመስል? ጥራይ ዘይኮነ፡ ውዲታቶምን ኩሉ ናይ ጠነግ ምትእስሳራቶምን፡ ብውሽጥን ብግዳምን ንዘለዎም ናይ ገመድ ርክባትን ነዚ ገመድ እዚ ንምብንጣስ፡ ህዝቢ ኤርትራ ይሓልፎ ንዘሎ ጽንኩርነትን፡ ኪኖ እቲ ናይ ደቂቕ፡ ዝደቐቐ ጉዳያት ኣመልኪትና፡ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ከነቅርብ ኢና።

ኣብ ኣቀራርባና ምስ ህልዊ ኩነታት ብምትሕሓዝ’ውን እነቕርቦ ስለ ዘለና፡ ምትሕውዋስ ዝመስል ክስተት ከጋጥም ዝኽእል’ኳ እንተኾነ፡ እቲ ናይ ተጻብኦ ጠነጋት ክሳብ ኩሉ ኣላሽ ኢሉ ዘይተበናጠሰ፡ ምስቲ ዋሕዚ ጽሑፍ ብምትሕሓዝ ነቲ ሓቂ ክትግንዘብዎ ዘነጽር ጽሑፍ ብምዃኑ፡ ምስቲ ዝቕጽል ክፍላት ከተተሓሓዝዎ ከም ዘለኩም ኢና እንመክር።

ሰናይ ንባባ ሳልሳይ ክፋል፦

ኣብ'ዚ ታሕቲ ዘሎ ሰንሰለታዊ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ኣንብብዎ ኢኹም።
ብርሃነ ሃብተማርያም
http://www.tesfanews.net/exposing-eritrea-detractors-bare-3/
ከም ኡ'ውን ዝሓለፉ ቀዳማይን ካልኣይን ጽሑፋት፣
1ይ- http://www.tesfanews.net/exposing-eritrea-detractors-bare-1/
2ይ- http://www.tesfanews.net/exposing-eritrea-detractors-bare-2/
Received on Thu May 19 2016 - 18:40:52 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved