Facebook.com: መኣዝኑ ዝሰሓተን መትሓዚ ዘይብሉ ሓሶት ጭፍራ ወያነ ብዛዕባ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ብሓርበኞች ጉንቦት-7 ዝወረዶ መጥቃዕቲ (ኣርእስቲ ባዕለይ ዝሃብኩዎ እዩ። ብርሃነ)

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat, 14 May 2016 22:42:01 +0200

እዚ ትርእይዎ ዘለኹም መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ተላኢኾም ዝሓዝክዎም ግንቦት 7 ዝማረክዎ ኢሉ ብወግዓዊ ልሳኑ ናይ ኣትዮጵያ ቲቪን ትግራይ ኦን ላይንን ዘውጾ ስእልታት እዩ፡ እቲ ዝገርም ግና እዚ ስእሊ ናይ ኣብ 2004 ፋሉጃ ኢራቅ ዝነበረ እዩ። መንግስቲ ዝኣክል ንህዝቡን ዓለምን ናይ ኢራቅ ስእሊ ወሲዱ ካብ ኤርትራ ዝመጸ እዩ ኢሉ ከታልል ምፍታኑ ብቀዳምነት ኣብ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዘለዎ ንዕቀት እዩ ዘመስክር። ቅድሚ ሕጂውን ብተማሳሳሊ ዘይተገብረ ናይ ብሻን ባጽዕ ደብዳብን ብምባል ዝተሰንዐ ስእሊ ኣውጺኦም ምንባሮም ዝዝከር እዮ። እዚ ፍጻሜ እዚ ዘርእዮ ሓቂ እንተሎ እዞም ናይ ትግራዎት እኽብካብ ንመዓልቲ ነጻነትና ንምትዕንቃፍ ዘይፍሕርዎ ጉድጓድ ከምዘየለ እዩ። ከምዝዝከር ቅድሚ ሕጂውን ወራራ ኣብ ዘካይድሉ ኣብዝነበሩ ግዘያት ሓላፊ ናቶም ኣብ ሳልሳይ ወራር ከምዚ ኢሉ ኔሩ"መዒልቲ ነጻነቶም ናብ መዓልቲ ሓዘን ክንቅይሮ ኢና" ሓሳዳት ጎረቤት ኣይሃብካ እዩ። ዝገርምዩ፡ ካብ ኤርትራ ንኡጋንዳ ድሓር ንኬንያ ኣትዮም እንተኮይኖምሲ፡ ንሱዳን ከ ዘሊሎማ ሓሊፎም ማለት ድዩ ? እቲመሳርያ ኸ በየን የሕሊፎሞ? ናይዚኦም ውርደት ሲ ኣይውረደና እዩ ዘብል


Ethiopian government and tigraionline you can't deceive the Ethiopian people by stealing someone's picture. U need to explain to your people why did u used Iraq pictures claiming it was captured from G7?

 
 
 
Received on Sat May 14 2016 - 16:42:01 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved