ጨካን ስርዓት ወያነ ንውጹዓት ኢትዮጵያውያን ቆልዑ`ውን ከይገደፈ ብጥይት ጥራሕ ዘይኮነስ ብማሕነቕቲ`ውን ይስሃሎም።

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Fri, 1 Jul 2016 18:13:48 +0200
*ጨካን ስርዓት ወያነ ንውጹዓት ኢትዮጵያውያን ቆልዑ`ውን ከይገደፈ ብጥይት ጥራሕ ዘይኮነስ ብማሕነቕቲ`ውን  ይስሃሎም።
*ብርሃነ
 
 

መንግስቲ ትግራይ ነቶም ዝቛወምዎ ተወላዶ ኦሮሞን ኣምሓራን ብጥይት ሓሊፉ ሕጂ ድማ ብኻራን ብማሕነቅትን ይቅንጽሎም ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ጥራሕ ብተመሳሳሊ ኣገባብ ዓሰርታት ተቀቲሎም ተረኺቦም። እዚ ከኣ ነቲ ህዝቢ ብምርዓድ ኣብ ትሕቲ ትግራይ ንምብርካኽ ዝዓለመ ኣረሜናዊ ስርሓት ስርዓት ትግራይ እዩ። ከም ዝፍለጥ ኣብ ሰብዓታትን ሰማንያታትን ንትግራዎት ዝጥርፍ ዝነበረ ናይ ደርጊ ናይ ቅትለት ጉጅለታት ፈቀዶ ከተማታት ኤርትራ ንመንእሰያት ኤርትራውያን ብምሸት ብስልኪ ብምሕናቅ ንህዝቢ ንምርዓድ ይፍትኑ ከምዝነበሩ ይዝከር። ኣብ ዝሓለፈ ናይ ቦርደር ውግእውን ወተሃደራት ትግራይ ኣብ ተሰነይን ዓሊግደርን ከምኡ ዓይነት ተግባራት ከምዝፈጸሙ ናይ ትማሊ ተዘክሮ እዩ።


ሎሚ መዓልቲ ብትግራዎት ዝተቀተሉ ደቂ 13 -15 ዓመት ንኣሽቱ ኣርባዕተ ቆልዑት ንምርኣይ ኣብዚ ቪድዮ ጠውቁ https://www.facebook.com/Jawarmd/posts/10102390509301993

Hagerawi Dihnet - ሃገራዊ ድሕነት፡s Foto.
Received on Fri Jul 01 2016 - 10:52:52 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved