ኣብ ወጻኢ ሃገር ትነብር ስለዘለካ ኣብ ልዕሊ ሃገርን ሕዝብን ኤርትራ ብትፍጽሞ ገበን ካብ ትሓታትነት ነጻ ዝገብር ኣይኮነን..

From: Aklilu Abraham <adalvoice_at_gmail.com_at_dehai.org>
Date: Tue, 28 Jun 2016 08:19:13 +0000

ኩልና ከም እንፍልጦ ኤርትራ ናይ ሓድጋ ግዜ ኣዋጅ እንተ ዘይኣወጀት ኣብ ፍታኒ ኣብ ትሕቲ ፖለቲካውን ወትሃደርውን
ተጻብኦን መጥቅዕትን ከም እትርከብ ስጋብ እዛ ስዓት ቡሉጻት ደቃ ንድሕነት ሃገር ትከፍል ከም ዘላ ኑጹር'ዩ።

ኣብ ከም'ዚ ዝኣመሰለ ኩነታት እምብኣር ናይ ነፍስ ወከፍ ዜጋ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ዝኣመነ ይእመን ዝተፈልየ ኣትሓሳስባ
ይሃልዎ ዜግነታዊ ግዴቱኡ ብመንጹሩ ዘይየካትዕን ንጹር'ዩ።

ኣብ ዝሓለፍ 15 ዓመታት ብፍላይ ንሕዝቢ ኤርትራ ንምንዕዓብ ስጋብ መንግስቲ ንምግልባጥ ዝተካየዱ ሽርሕታትንን ውዲታትን
ማእለያ የብሉን ።

ብገንዘብን ሰናይ ፍቃድ መንግስትን ሕዝብን ኤርትራ ብስራሕ፥ትምህርቲ፥ሕክምና ወዘተ ንወጻኢ ሃገራት ዝተላእኩ ውዕለት
ሕዝብን መንግስትን ኤርትራ ረሲዐም ኣብ መፍንጠርያ ዊዲት ጽላእቲ ኣትዮምን ትዓስቦምን ኣብ ቁጠባን ስላምን ምርግጋእን
ሕዝቢ ኤርትራ ሓስያ ዘውረዱን መጋበርያ ኮይኖም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡን ገበን ፍጸሞም ዘምለጡን ዜጋታት ኤርትራ
ጉዳዮም ኣብ ቅድሚ ሕጊ ክቀርብን ጉቡእ ፍርዲ ክረክቡ ሕዝቢ ኤርትራ ኣብ ወሽጥን ወጻእን ዝነብር መንግስቲ ስጉምቲ
ክወስድን ጉዳዮም ኣብ ቅድሚ ሕጊ ከቅርቦ ብተድጋጋሚ ክጽውዕ ጸንሑን ኣሎን።

 ምናልባት ሂማን ራይት ራፖርተር ኣብ ኤርትራ ሕጊ የለን ዝብል ጽብጻብ እንተስፈሩ ናይ ገዝእ ርእሶም ፖሊትካዊ ዕላማ
ኣሎዎም ኣብ ኤርትራ ግን ሕጊ ጥራይ ዘኮነ ንኩሉ ኤርትራዊ ክብርታትን ዝተከፍለ መስዋእትን ኣብ ግምት ዘእተወ ሙዕቡልን
ዘመናውን ሕግታት ኣሎ ..*ሙሉእ **ን**ባብ አብዚ ጠውቁ **https://adalvoice.wordpress.com/
<https://adalvoice.wordpress.com/>*








bO5hEjT6H56x.png
(image/png attachment: bO5hEjT6H56x.png)

Received on Tue Jun 28 2016 - 02:58:19 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved