"ብማሕበር ሓድነት ዳግማይ ዝተደግሱን ዝሓመሙን ከድዓትን ኮራኹር ወያነን ዝኾኑ፣ ንኸብዶም ጥራሕ ዝነብሩ ሰበርቲ ዝበልዕሉ ጻሕሊን ፈጺሙ ሕልና ዘይብሎም ደቂ-ሃገር ኢና በሃልቲ "ስመሩዋታን መሰልቶምን"!!!

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sun, 19 Jun 2016 20:14:51 +0200
"ብማሕበር ሓድነት ዳግማይ ዝተደግሱን ዝሓመሙን ከድዓትን ኮራኹር ወያነን ዝኾኑ፣  ንኸብዶም ጥራሕ ዝነብሩ ሰበርቲ ዝበልዕሉ ጻሕሊን ፈጺሙ ሕልና ዘይብሎም ደቂ-ሃገር ኢና በሃልቲ "ስመሩዋታን መሰልቶምን"!!!
 
ወርሒ ሰነ 19, 2016
 
ንዓጀውጀዎም ባዕልኩም ስምዕዎ...........................
 
https://www.facebook.com/berhane.habtemariam.3
 
ክላዋእ ግዛዓት ወኻሩ ሃደምቲ! ተጋሩ እንተኾንኩም ደኣ ኣብ`ዚ ኤርትራዊ ዛዕባዊ ደምበ እንታይ ትቧቑጡ ኣሎኹም! ኣቦኹም ፋሽስታዊ ደርጊ ኢትዮጵያ እኮ ንሰውራ ኤርትራ ንምጥፋእ ን17 ዓመታት ፈኪሩን ዓጀውጀውን ኢሉ ግዒሩ ጥራሕ ዘይኮነስ ልዕሊ 300 ሽሕ ሓያል ሰራዊት ኣብ ኤርትራ ኣሰሊፉ ብግብሪ ፈቲኑ እዩ። ጀግና ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ግን ነዚ ኩሉ ሽሾ ሰራዊት ኣብ ውሽጢ 30 ዓመታት ሰውራዊ ቃልሲ ኣብ ሜዳ ኤርትራ ዘፍ ኣቢሉን ደምሲሱን ስዒሩን ነበረ ያ ነበረ ጌሩ ስጋብ ኣዲስ ኣበባ ደድሕሪኡ እናቖሽመደ ንደርጋዊ ስርዓት ኢትዮጽያ ኣብ ደርባዊ ህንጻ ካልኣይ ምነሊኽ  ንዘልኣለም ቀቢሩን ሓመድ ኣዳም ኣልቢስዎን እዩ። እዚ ጃህራ ዘይኮነስ፣ ጻላእትና ዘይክሕድዎ ታሪኻዊ ሓቂ እዩ።
Bildergebnis für picture of the Eritrean People's liberation front
 
ስምዓዮ ነዚ፣ ክላሽነይ-ብ ያረድ ተመስገን
https://www.youtube.com/watch?v=r-Fp6KC0Vvk
ብርሃነ ሃብተማርያም
Received on Sun Jun 19 2016 - 14:14:52 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved