ድሕሪ'ቲ ዝፈሸለ ጠርባሽ ፈተነ ወራር ውግእ ወያነ.....ጅግና ህዝባዊ ሰራዊትና ምስ ሙሩዃት ወያነ ኣብ ግምባር ጾሮና ...

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Thu, 16 Jun 2016 14:57:18 +0200

ድሕሪ'ቲ ዝፈሸለ ጠርባሽ ፈተነ ወራር ውግእ  ወያነ.....ጅግና ህዝባዊ ሰራዊትና ምስ ሙሩዃት ወያነ ኣብ ግምባር ጾሮና ...

June 16, 2016
ባዕልኹም ርኣይዎ ከምቶም ፈሽፋሻት ሓሰውቲ ከደምቲ ወያነን ገለ ንኸብዶም ጥራሕ ዝነብሩ ዕሩባት ሕልና ዕሱባቶምን ተለኣኣኽቶምን ከድዓት ደቂ ሃገር ዝንፍሕዎ ናይ ምድንጋርን ጥፈሻን እምብልታ ዘይኮነስ መንግስቲ ኤርትራ ኮነ ህዝባዊ ሰራዊት (ህዝባዊ ግምባር) ኣብ ሓቂ ረጊጹ ሓራ ሃገሩን ህዝቡን ከም ቀደሙ ዝከላኸልን መስዋእቲ ዝኸፍልን በጃ ህዝቡ ዝኸውንን ብተግባር ዝሰርሕ እምበር ብዙሕ ናይ ምዝራብ ባህሊ የብሉን። ለባማት ኣቦታትና`ውን "ዝገብር ነዲኡ ነይነግር" እኮ ኢሎም  ምሂሮምና እዮም፣ ብኡ  ተሃኒጽና ድማ ከም ባህሊ ወሪስናዮ ኢና።
ዓወት ንሓፋሽ!!!
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዋትና!!!
ብርሃነ ሃብተማርያም

Received on Thu Jun 16 2016 - 08:57:23 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved