ኣውቶቡስ ካብ NRW ናብ ጅኔቭ ፡ ቅልጽምና መልክዕናን ሓድነትናን ጽንዓትናን መከተናን ሰነ 21 - 2016 ኣብ ጀኔቫ ተረኪብና ንዓለም ነርእያ

From: Eritrean Ngermany <eritrean.ngermany_at_googlemail.com_at_dehai.org>
Date: Thu, 16 Jun 2016 14:10:34 +0200

*ነቲ ብረዚን መስዋእቲ ዝረከብናዬ ናጽነትና ሓንሳብን ንሓዋሩን ብድምጽና ኣዊሕስናዬ ኢና 21 ሰነ 2016 ኣብ ጀኔቫ
ዝካየድ ሰፈሕ ሰላማዊ ሰልፈ ንድሕነት ሃገርን ሕዝብን ከምኡ ዉን ምትግባር ሕድሪ ሰማእታትና ብሙኳኑ ተረዲኢና ዳግማይ
ከም ኣብ እዋን ረፈረንደም ሎሚ ዉን ብድምጽና ሃገርና ካብ ዓመጽቲ ከነድሕን ቅድሚ ኩሉ ቀዳምነታትና ንድሕነት ሃገረ
ሰማእታት ኤርትራ ኩለን ኣእጋር ደቂ እዛ ሓላል መሬት ናብ ጀኔቫ የቅንዓ ንሓንቲ መዓልቲ እቲ ዝቀለለ ግዜናን ነጎድጓዳዊ
ድምጽናን ነወፊ ብወሎዶታትና ድማ ብሓበን እና ተዘከርና ክንነብር ኢና። *


[image: Inline-Bild 3]


image.png
(image/png attachment: image.png)

Received on Thu Jun 16 2016 - 08:10:35 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved