ኩሉ ድሕሪ ሃገር ፡ ንድሕነት ህዝብናን ሃገርናን ንበገስ ! ድምጽናን ተቓዉሞና ብምስማዕ ኤርትራና ኣሎኹልኪ ንበላ ኣብቲ ሰፊሕ ሰላማዊ-ሰልፊ ንዕለት 21.06.2016 ኣብ ከተማ ጀኔቭ ተረኺብና

From: Mekete German <meketegerman2010_at_googlemail.com_at_dehai.org>
Date: Mon, 13 Jun 2016 19:29:31 +0200

*ኩሉ ድሕሪ ሃገር ፡ ንድሕነት ህዝብናን ሃገርናን ንበገስ !*

*ብምስ* *መሰል* *ደቂሰብ**' **ኣምሲሎም **ኣብ* *ልዕሊ* *ህዝብን መንግስት **ኤርትራ**ን *

*ንም ንዘካውስዎ ዘለዉ **ሕሱር* *ክሲ**ን ሽርሕታትን ድፍረትን * *ንኽንምክት፡*

*ሕድሪ ሰማእታትና ንኸነተግብርን ከነሕድስን ከምወትሩ ንበገስ **ኣብ* *ጀነቫ* *ዝካየድ* *ዓቢ* *ሰላማዊ*
*ሰልፊ **ተረኺብና
ነዛ ሃገረ ሰማእታት ሓላል ሃገርና ኣሎኹልኪ ንበላ ፡ ድምጽናን ተቓዉሞና ብምስማዕ **ኣሎኹልኪ ንበላ !*

[image: Inline-Bild 1]
[image: Inline-Bild 1]


image.png
(image/png attachment: image.png)

image.png
(image/png attachment: 02-image.png)

Info-Demo-Genf-21June2016_Shimagile_Mekete_German000.png
(image/png attachment: Info-Demo-Genf-21June2016_Shimagile_Mekete_German000.png)

Received on Mon Jun 13 2016 - 13:29:32 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved