Facebook.com: "ኣብ ኣስመራ መደበሮም ናይ ኤሮፓዊ ሕብረት ተወከልቲ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ቀሪቡ ዘሎ ክሲ ምስቲ ኣብ መሬት ዘሎ ከምዘይራኸብ ገሊጾም"

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sat, 11 Jun 2016 12:38:55 +0200
"ኣብ ኣስመራ መደበሮም ናይ ኤሮፓዊ ሕብረት ተወከልቲ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ቀሪቡ ዘሎ ክሲ ምስቲ ኣብ መሬት ዘሎ ከምዘይራኸብ ገሊጾም"

ኣብ ኣስመራ መደበሮም ናይ ኤሮፓዊ ሕብረት ተወከልቲ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ቀሪቡ ዘሎ ክሲ ምስቲ ኣብ መሬት ዘሎ ከምዘይራኸብ ገሊጾም ናይ ቀደም ምክትል ሰክረታሪ ኣፍሪቃ ጉዳያት ኣብ ስቴት ደፓርትመን ሀርማን ኮሀን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትዊተር ነቲ ሪፓርት ምሉእ ብምሉእ ኣብ መሬት ዘየለ ብምባል ነጺግዎ፡ ትማሊውን ብኣትላቲክ ካውንስል ዝፍለጥ ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ማሕበር፡ ንኤርትራ ተመላሊስና ዘጽናዕናዮን ምስቲ ሪፓርት ዘይከይድ ብምዃኑ ብምጥቃስ ምንጻጎም ይዝከር፡

80
Received on Sat Jun 11 2016 - 06:38:55 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved