ራዲዮ ኤስ ቢ ኤስ : ቃለ መሕትት ምስ፡ ሓብቲ እቲ ብጌጋ ፖሊስ ኢጣልያ ሒዝዎ ዘሎ መድሃኔ ተስፋማርያም ንዝኾነት ሰገን ተስፋማርያም

From: Semere Asmelash <semereasmelash_at_ymail.com_at_dehai.org>
Date: Thu, 9 Jun 2016 11:31:30 +0000 (UTC)

9 JUN 2016 - 8:13AM

ቃለ መሕትት ምስ፡ ሓብቲ እቲ ብጌጋ ፖሊስ ኢጣልያ ሒዝዎ ዘሎ መድሃኔ ተስፋማርያም ንዝኾነት ሰገን ተስፋማርያም

ፖሊስ ኢጣልያ፣ ብምስግጋር ስደተኛታት ተጠርጢሩ ክህደን ዝጸንሐ ኤርትራዊ ካብ ሱዳን ኣምጽኤዮ ኢሉ ስእሉ ዝዘርግሖ መድሃኔ ይሕደጎ መርእድ ንሱ ከምዘይኮነ ተፈሊጡ።ብዛዕባዚ ጽጹይ ሓበሬታ ንምርካብ ምስ ሓብቲ እቲ ብጌጋ ፖሊስ ኢጣልያ ሒዝዎ ዘሎ መድሃኔ ተስፋማርያም ንዝኾነት ሰገን ተስፋማርያም ካብ ሱዳን ሓቲትናያ ዝሃበቶ መልሲ ስምዑ።

ብ በየነ ሰመረ

http://www.sbs.com.au/yourlanguage/tigrinya/ti/content/qaala-mahhetete-mese-hhaabeti-eti-begeegaa-polise-thaaleyaa-hhizewo-zalo-madehaanee?language=ti
Received on Thu Jun 09 2016 - 07:31:30 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved