"ወይለየከይ! ከድዓትን ከደምቲን ወያነ *ስመርዋታዶ መድረኽዋታ ወይስ ኪዳናዋታ* ሎሚ ብጊሓትስ ጨሪሾም ተጸሊሎም ካን ዝሕዝዎን ዝጭብጥዎን ስኢኖም'ሲ ባቃ ዓቢዶም" (ኣርእስቲ ናተይ እያ)

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Thu, 2 Jun 2016 23:57:17 +0200
"ወይለየከይ! ከድዓትን ከደምቲን ወያነ *ስመርዋታዶ መድረኽዋታ ወይስ ኪዳናዋታ* ሎሚ ብጊሓትስ ጨሪሾም ተጸሊሎም ካን ዝሕዝዎን ዝጭብጥዎን ስኢኖም'ሲ ባቃ ዓቢዶም" (ኣርእስቲ ናተይ እያ)
ብርሃነ
Hagerawi Dihnet - ሃገራዊ ድሕነት፡
ሰነ· 02, 2016

ኩቡራት ደቂ ኤረይ በጃኹም ካብ ግዜኩም 5 ደቂቅ ወሲድኩም ነዚ ተኹላ አባል ተስፋጽዬን ስመር *ዕሱባትን ከደምቲ ወያነ* ስምዕዎ እቶም ዘንጊዑኩም ዘለኹም ዓይንኹምን እዝንኹም መኸፈቲ ክኾነኩም ብዝያዳ ኸአ ንኹልና ትምርቲ ክኾነና:: ስመር ሃገር ሸይጦማ።

Dear friends could I have your attention! please take 5 mins of your time and watch this video by so called opposition. It's really eye opening to those who are confused (followers). Whoever agree or support Tesftsion's ideology ....unfriend me immediately. Before I do.

እቶም ንፈልጦም እኮ ንፈልጦም ኢና ግን እቶም ዘይትፈልጥዎም መንእሰያት ፍለጥዎም ስመርርርር መን እዮም እንታይ እዩ ዕላምኦም ካብ ኣፎም ስምዕዎ።

ምስ ኣስላም ኣይትሕበሩ ምስ ተጋሩ ሕበሩ ንምንታይ ዕላማ እዩ ሰምዕኹም ተረድእዎ።

https://www.youtube.com/watch?v=ec-DgDf5Ha4

**************************************************************

ሓጺርን ሓቀኛ መልሲ ነዚ ዕሱብ ባሃም ግዛዕ ለማኒ ባእታን ደቀ መዛሙርቱን።

"ወያነ ንኤርትራ ክትምሃር እንበር ክትሕግዝ ኣይመጸትን"

ኣልኣሚን፣ ዋና ጽሓፊ ህዝባዊ ግምባር

https://www.youtube.com/watch?v=65r6hAby75Y

ብርሃነ

 

 

Received on Thu Jun 02 2016 - 17:57:17 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved