ገጽ-መጽሓፍ፡ ሎሚ መዓልቲ ንኹሉ ወሃቢ ኣገልግሎትን ተጠቃሚ ሓፉሽ ህዝቢ ብማዕረ ዘሐጎሰት መዓልቲ!

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam59_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Tue, 4 Oct 2016 23:55:41 +0200

ሎሚ መዓልቲ ንኹሉ ወሃቢ ኣገልግሎትን ተጠቃሚ ሓፉሽ ህዝቢ ብማዕረ ዘሐጎሰት መዓልቲ!

 
ዕለት 4 ጥቅምቲ 2016

ሎሚ መዓልቲ ንኹሉ ወሃቢ ኣገልግሎትን ተጠቃሚ ሓፉሽ ህዝቢ ብማዕረ ዘሐጎሰት መዓልቲ!

  • ዋጋ በንዚን ብኣስታት 35 ሚኢታዊት ጎዲሉ
  • ዋጋ ናፍታ ብኣስታት 40 ሚኢታዊት ጎዲሉ
  • ዋጋ ፈርነስ፡ ጋዝ ላምባን ካልእን ብልዕሊ ፍርቂ 50 ሚኢታዊት ጎዲሉ

ምስኡ ተታሒዙ ናይ ህዝባዊ መጎዓዝያ

  • ታሪፍ ዋጋ ታኽሲ ብልዕሊ ፍርቂ 50 ሚኢታዊት ጎዲሉ
  • ዋጋ ህዝባዊ ኣቶቡሳት 35-45 ሚኢታዊት ጎዲሉ

ናይ ፅዕነትን ፈሳሲን ው ብተማሳሳሊ፡
ማሕበራዊ ፍትሒ ብተግባር፡

ከምቲ ሓደ ብጻይ ዝበሎ "ሻዕብያ ዶሞዝ ይውስኽን ዋጋ ሃለኽቲ ኣቁሑት የጉድል"
"ወያነ ጥምየት ይውስኽን ህዝቢ ብጥይት የጉድል"
ፈተውትና ምሳና ክሕጎሱ ሼር

Bild zeigt Bus und im Freien
 
Received on Tue Oct 04 2016 - 16:34:45 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved