ገጽ-መጽሓፍ፡ ወይ ጉድ ሕጂ ከኣ ብዓቢኡ እንባ ሰሪቆም?

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam59_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Mon, 19 Sep 2016 00:12:59 +0200
ወይ ጉድ ሕጂ ከኣ ብዓቢኡ እንባ ሰሪቆም?
 
 
 

ወይ ጉድ ሕጂ ከኣ ብዓቢኡ እንባ ሰሪቆም? ኣብቲ ቅድሚ 15 ዓመታት ዝተሓትመ መጽሓፍ መምሃሪ ኢንግሊዝ ናይ ኢትዮጵያ፣ እቲ ዝነውሐ እምባ ካብ ኢትዮጵያ ዝኾነ እምባ ራስ ደሸን ( ኣብ ግዝኣት ኣምሓራ ዝርከብ) ኣብ ትግራይ ከምዝርከብ ናይ ትግራይ እምባ ምዃኑ፡ ተጋሩ ኣብቲ መምሃሪ መጽሓፍ ኣስፊሮሞ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ድሕሪ 15 ዓመታት ብጌጋ ከምኡ ሰፊሩ ጸኒሑ ሕጂ ግን ክእረም ኢዩ ኢሎም።


ካብቲ ዘስሕቐኻ ነገር እቶም ጌጋ ኢዩ ኔሩ ኢሎም ይቕረታ ዝሓተቱ ባዕሎም ኣቶም ሰራሕቲ እከይ ተጋሩ ዘይኮኑስ፡ ብ ተላኣእኽቶም ፓፓጋሎ ዝኾኑ ኦሮሞን ኣምሓራን ኢዩ እቲ ናይ ይቕሬታ መልእኽቲ ተማሓላሊፉ። እዚኦም ጉዳመኛታት ኢዮም። ስርቒ ኣብ ደሞም ሰሪጹ ኢዩ። ሰረቕቲ እምባ ። ወልቃይት ጸገዴ፡ ሑመራ፡ እንታይ ዘይሰረቁ! ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ሚኒስትሪ ቱሪዝም ቪድዮ ላሊበላ እውን ናብ ትግራይ ኣግዒዞማ እዮም።


ዓባይ ትግራይ ንዓናውን ኣርኪባትልና እያ፡
እዛ ካርታ ቅድሚ ወራር ባድመ ብወያ ዝወጸት እያ። ብንጹር ዓቢ መሬት ኤርትራ ኣብ ከባቢ ባድመ ናብ ትግራይ ሓዊሳ ትርአ። ካብ ኩሉ መሬት እንዳሰረቁ ንትግራይ ከም ፕላስቲክ መጢጦማ።

 
Received on Sun Sep 18 2016 - 16:52:04 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved