ገጽ-መጽሓፍ፡ ሰለስተ ምምሕዳራት ከባቢ ጾሮና፣ 14 ዓድታት ጸገም መጎዓዝያ ተፈቲሑለን።

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam59_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sun, 18 Sep 2016 11:37:27 +0200
ሰለስተ ምምሕዳራት ከባቢ ጾሮና፣ 14 ዓድታት ጸገም መጎዓዝያ ተፈቲሑለን።
 
ወርሒ መስከረም ዕለት 18, 2916

ጾሮና ሰለስተ ምምሕዳራት ከባቢ ዝተጠርነፉ 14 ዓድታት ጸገም መጎዓዝያ ተፈቲሑለን። ኩባንያ መጎዓዝያ ሓራት ካብ ኣስመራ ናብ ንኡስ ዞባ ጾሮና ምምሕዳራት ከባቢ ዑና ዓንዶም፣ ዓዲ ኸረንን ዓዲ ሓርገጽን ዝርከባ 14 ዓድታት ዝመላለሳ ብርክት ዝበላ ኣውቶብሳት ብምምዳብ ንዝነበረ ጸገም ምሉእ ብምሉእ ከምተፈትሓሎም ነበርቲ ገሊጾም። ብዘይካ`ዚ ኩባንያ ሓራት ካብ ኣስመራ ናብ ታኺታ ንኡስ ዞባ ድባርዋ ውን ኣገልግሎት ክህብ ጀሚሩ ኣሎ።

Bild zeigt im Freien
 
Received on Sun Sep 18 2016 - 04:16:32 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved