ኣቦይ ቀሺ ሓጥያት ኣብ ኢትዮጵያ ተወሊድካ ኣብ ኢትዮጵያ ዓቢኻ። 1972 ንኣሜሪካ ከይድካ ንኤርትራ ቅድሚ 16 ዓመት ሓንሳብ በጺሕካ ደኣ ብኸመይ መዐቀኒ ኢኻ ንኤርትራ ካባና ንላዕሊ ትፈልጣ? ክንዲ ንሕበር ሃገር ናብ በዓል ከም ሊብያ ክትቅይር ትፍትን ከምዘለኻ ኣይጠፍኣናን። እዚ ኹሉ ብውሕዳት ሰበስልጣን ኣመሪካ ብዛዕባ ኤርትራ ዘየለ ነገራት ኣምጺኻ ምዕግርጋር ንወያነ ካብ`ቲ ኣትይዎ ዘሎ ደልሃመት ንምድሓን ዝግበር ከንቱ ፈተነ ምዃኑ ኣይንስሕቶን ኢና። ሓደ ካብቶም ተሓድሶ ብምባል ንቤተክርስትያን ክመቃቅል ዝሃቀኑ ኮይንካ ብኡ ምኽንያት ካብ ኦርቶደክስ ካብ ትስጎግ 15 ዓመት ጌርካ ኣለኻ። ብኸመይ ኢኻ ደኣ ንተዋህዶ ይውክል እየ ኢልካ ኣብ ናይ ኮንግረስ *ምልፍላፍ ዝቀረብካ? ፍሹል ፈተነ! ሕጂ ግዳ ዓለም ናብ ኤርትራ እንዳጎየየት ቀደም እኳ በይንና ደው ኢልና ከለና ኣይተጽዓድናን። ሓንቲ ነገር ግና ተቀይራ ዋላ ኣብ ውሽጢ ኮንግረስ ዘይከም ቀደም ናይ ኤርትራ ድምጺ ክስማዕ ጀሚሩ ኣሎ።

ሸር ንግበሮ ዓለም ክፈልጥ እዚ ቀሺ ሓጥያት ከምዘይውክለና!
Priest testified against Eritrean gov at _at_HouseForeign. When asked about nationality by RepKarenBass: "I was born and raised in Ethiopia

Bild zeigt 1 Person